ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ሽረ እንዳስላሴ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብመደበኛ መንግስታዊ በጀት ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ኣብያተ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪናን በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ።

ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ዘቀርብ፤

2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዋናን ቅዳሕን ዘቀርብ ፣

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዋናን ቅደሕን ዘቅርብ፤

4 ሪፖርት ተወሳኺ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ዘለዎን ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ፤

5 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና 3000.00 ቅርሺ፣ ንኤሌክትሮኒክስን ናዉቲ ቤት ፅሕፈትን ድማ 5000.00 ቅርሺ ፣ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሐዙ እትክእሉ

6 ጨረታ ሰዓራይ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ዘቀርብን

7ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ክትወስዱ ትኽእሉ፤

8 ሳንዱቅ ጨረታ ካብ ዝተጋወሓሉ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ክሳብ 05/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ተጫረቲ ወይ ደማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት።

9 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 30 መዓልቲ ይኸዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11 ሰዓራይ ካብ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ኣለዎ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-442541 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo