ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ፣ ተመዝጋቢ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዝኮነ ዘለዎ፣ ክወዳደር ይክእል

2 ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ንግስተ ሰባ ዓድዋደ/ ከ/ዕ/ፋ/ም/ን ቢሮ ቁፅሪ 06 ዘይምለስ 50ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታን

4 መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብር ኮይኑ ብባንኪ በዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ናይ 2012 መቅረባይነት ሰርትኪፌተ ዘለዎም

6 ሰዓራይ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርብ

7 እቲ ጨረታ ክሳብ  05/06/2012ሰዓት 3፡00 ኣታዊ ዝግበር ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ተዓሺጉ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ሰዓት 3፡30 መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትንተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ 60 መዓልትታት

11 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሐለወ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 71 00 60ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo