ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲ ኣጫርቱ ክዕድግ ይደሊ መሳርሒ ፅሕፈት ሃለቅትን ቀወምትን ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ጨረር ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ ምጥያሽን ምጥንካርን ሞዴል በርችዋል ላቭ ካብ 9ይ ክሳብ 12 ክፍሊ ሒሳብን ተፈጥሮ ሳይንስን ምጥያሸን ምጥንካርን ድጅታል ቤተ መፃሕፍቲ ኣብ ቢሮን ክልተ ቤትት/ቲን መቀለን ማእከላይ ዞባን ንዋየር ለስ ስልኪ ዲሊንክ 24 ፖርት ስዉች ዋየርል ለስ 300 ዩቢኤስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን ተመዘገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎምን

2 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ናይ 2012ዓ/ም ዘሐደሰ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዝሓዘ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል እቲ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ 15/05/2012ዓ/ም ክሳብ 05/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

4 እዚ ጨረታ 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000.00 ፣ ምጥያሽን ምጥንካርን ሞዴል በርችዋል ላቭ ድጅታል ቤተ መፃሕፍቲ 3000፣ ናይ ጨረር ናዉቲ 15000.00 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ስፒኦ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

6 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61/ 09 14 75 36 36 /09 14 72 51 75

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo