ኩሓ ሆስፒታል ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ ዝምልክተኩም ናይ ሕተመት ስራሕ መቐረብቲ ትካላት ናይ ዋጋ መቐረቢኹም

ሆስፒታል ኩሓ

1 ካብ ዕለት 07/04/2008 ዓም - 18/04/2008 ዓ/ም ሰዓት 4 መወዳእታ መዕፀዊ ይኸዉን

2 እቲ ዕለት 18/4/2008 ሰዓት 8 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ንግድ ፍቃድ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ

4 ቲን ናበር ዘለዎ

5 ቫት ምዝጉባት ዝኮኑ ወይም ድማ ብመቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመዝገብኩም ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ግድን ይከዉን በዓል ዋና አብ ንግዲ ፍቃድን ፊርማን ማህተምን ሽምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

6 ዋጋ ዘቅርቡ ሰዓራይ ዝኮነ ዉዕሊ ይአስርን እቲ ንብረት ብቅልጡፍ ከቅርብ ከምዝግብኦን ንፁር ምፍላጥ የድሊ

7 መግዝኢ ሰነድ ዘይምለስ 20 ብር

8 መኽበሪ ጨረታ 3000 ብር የትሕዝ

9 ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ኩሓ ሆስፒታል ንብረት ያዕቱ

10 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መታሓሐሰቢ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕል የአስር

ንዝበለፀ] ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅረ  0914486195 ምሕታት ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo