ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ትምህርቲን ሴክተርን ኣብያተ ፅሕፈትን ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓዊ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂንን ብዝሒ ዝበለ ናይ ተምሃሮ ዴስክን ናይ መኪና ጎማታትን ቅያራትን ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ካብ ዕለት 18/05/2012 ጀሚሩ ዘይምለስ 20 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፒኦ ብጥረገንዘብ 2000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንቴኪቡ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ /03 42 40 87 57 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo