ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪክ ቆፃሪ ብሬከርን ፕሪንተርን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ /TIN/ ዝተመዝገብኩምን ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 ፕሮፎርማ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝስዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ  ተቕርቡ መኻንኩም

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮለግ ከይዲ ስራሕን ዕዳጋ ፈይናንስን ንብረት ምምር ካብ 18/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 20/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 11:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትኽእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 21/03/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተአሺጉ አብቲ ዕለት ሰዓት 3:15 ኣብ ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት

6 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0347770388 ደዊልኩም ክትረኽቡ ትኽእሉ መኻንኩም ንሕብር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo