ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ካብ ኣፍሪካ ልምዓት ባንኪ ዝተረከበ ናይ ፕሮጀክት በጀት ነቲ ትካል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ቢሮን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋሊ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ሕዳር 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ ዘቅርብ

4 በቲ ዘፈር መቅረባይነት ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

5 ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ፣ ማህተምን፣ ፌርማን ዘለዎ ኮዉን ይግባእ

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ 18/05/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/06/2012 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

7 ተጫረቲ መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝከእሉ

8 እቲ ጨረታ 03/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡00 ኣብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 803 ይክፈት

9 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 75 06

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo