ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሰራሕተኛታት ጥቕማ ጥቕሚ ማለት እዉን ኽዳን ምስ መስፋይኡ ሸሚዝን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ፤

2 ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2ሚኢታዊ ናይ ጨረታ ዉሕሰና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

3 እቲ ጨረታ ሎት 1 ን ሎት 2ን ዝብል ስያመ ዘለዎ ኮይኑ ሎት 1 ኣብ ከተማ መኮኒ ዓዲግራት ኣክሱምን ዝረከቡ ንኡሳን ጨንፍር ሎት 2 ኣብ ከተማ መቐለ ኮይነን ሐድነትን ማይኣንበሳን ንኡሳን ጨንፍርን ማይክሮፋይናንስን ቁፅሪ 1ን ማይክሮፋይናንስን ቁፅሪ 3ን እዩም

4 ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 13/05/2012 ዓ /ም ጀሚሩ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ራብዓይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 409 ኣድላይ መረዳታት ብምሓዝ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስዱ ይክእሉ እዩም

5 ናይ ጨረታ ደክሜንት ብፖስታ ብዝተዓሸገ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ አታዊ ዝገብረሉ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት 13/05/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ይኸዉን

6 እቲ ጨረታ ዕለት 20/05/2012 ዓ/ም ልክዕ ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክሰዩን ማሕበር ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት

7ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ መኸሪ ጨረታ ከትሕዝ ዝክእል

8 እንተነኣሰ ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ሰረሑ ከረክብ ዝክእል

9 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ተወሳኪ ሓበሬታ እንተደሊኩም ኣብ ዋና ቢሮ ደደቢት ማፋይናንስ ዝርክብ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 11 ብምቅራብ ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0342-400014 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo