ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ፣ጀነሬተርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቕርብ፤

2 ቫት ዝተመዝገቡን ቲን ናምበር ዘለዎ ግብሪ ክፍሊት ከቅርብ ዝኽእል ናይ ዝተጫረትዎ ዝርዝር ኣቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2 ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብኽልተ ፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብ፤

3 ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ  ፣ንማይ መገጣጠምታትን መሳርሕን ቆፀርትን ብር 10000.00፣ ን ጀነሬተር ሰነድ ጨረታ መግዝኢ 30 ብር መኸበሪ ጨረታ  2000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ናይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝኽእልን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቅሮ ከምዝፅእ ዝኽእል

5 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 14/06/2011 ዓ/ም -04/07/2011 ዓም ኩሉግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅ.ሰዐት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል።

6 ጨረታ ሰነድ ናይ ማይ  መገጣጠምታትን ቆፀርትን ዝዕሸገሉ ዕለት 05/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 05/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለውሉ እንትኸውን እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ

7 ጨረታ ሰነድ ናይ ጀነሬተር ዝዕሸገሉ ዕለት 06/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለውሉ ኮይኑ እንተዘይሃልዮም ውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ፤

8 ኩሎም ዓይነት ንብረታት 25% ዘሸነፈ ንብረት ናይ ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ንኽእል ምዃና

9 ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0344-430053/0914-783564/0914-783477 ምድዋል ይከአል ፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo