ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ  ንግዲ ፍቃድ ፡ ፣ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ኮፒ ዘቅርቡ

2 እዚ ፐሮፎርማ ካብ ዕለት 12/05/2012ዓ/ም ክሳብ 15/05/2012 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ 09፡30 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 10፡00 ይክፈት

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo