ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ናይ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 15/05/2012 ዓም ክሳብ 18/ 05 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

2 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/08/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 88 87

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo