ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ምድብ 1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጥን ናይ ፅገና መሳርሒ ኣቑሑትን ምድብ2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት ሃለቕትን ቆዎምትን ንብረታት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን

2 ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ሰነድ ኮፒ ዘቕርብ፣

3 ንተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቫት ናይ ሕዳር/ ታሕሳስ 2012 ቫት ዲክሊሬሽን ዘቅርቡ

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ንሕድሕድ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ጥራሕ እናከፈሉ ካብ ኤጄንስና ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 1-06 ካብ ዕለት 08/05/2012 ክሳብ22/05/2012 ኣብ ዘሎ ግዜያት ምቕራብ ይካኣል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪንጨረታ30000.00 ብ ስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ኤጄንስና ጨረታ ሳንዱቅ ወይ ድማ ቅድሚ ምክፋቱ ከቕርብ ዝክእል

9 እቲ ጨረታ 22/05/2012 ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ኤጄንስና ቢሮ ቁፅሪ 106 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 05 27 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo