ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣ ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ መስከረም ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ

3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል

4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 07/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 21/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዘየምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድን ትኽእሉ

5 ጨረታ መኸበሪ 5000.00 ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo