ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ ክልል ትግራይ ንበዓል የካቲት ምክንያት ብምግባር ናይ ኬንዳታት ግልጋሎትን ናይ ባነር ሕትመት ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ሰርትፊኬት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበን ቫት ምዝገባ ሰርትፊኬትን ናይ መስከረም 2012ዓ/ም ቫት ድክላሬሽን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ክሳብ 24/03/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ገዚኡ ክወዳደር ይክእል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 05291 09 44 41 51 52 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo