ማሕበር ልምዓት ትግራይ በዝሒ ዘለዎም ናይ ሽንት ቤትን ዲናሞ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ቫት ቲኦቲ ዝተመዝገብኩምሉ፣ ናይ መቕረባይነት

3 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 05/05/ 2012 ክሳብ 08/05/ 2012 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከበ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

4 እቲ ፕሮፎርማ 08/05/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo