ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ረዉ ሜከርን ናይ በሪ ቁልፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትኽእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቲን ሰርትፊኬት

3 ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ

4 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 05/05/2011ክሳብ 08/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ክተቅርቡ ትኽእሉ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416122 ምድዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo