ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2012ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ ዓማዊል መሸጣ ዝዉዕል ፊትንግታት 2 ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፊቲንግታት 3 ንናይ ኢድ መሳርሒ ዝዉዕል ንብረትን 4 ንዓብይ መስመር ዝርገሐ ዝዉዕሉ HDPE ትቦታትን መገጣጠሚኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ

1 ሕጋዊ ንገዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011 ዓም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሰን ዘየምለሰ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ

2 ቲን ናምበር ዘለዎምን ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ታሕሳስ2012 ዓም ቫት ድክለረሽን ዝገበርሉ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ቆፀርትን :ካልኦት ናይ ዓማዊል መሸጣ ዝዉዕል ፊትንግ ንመስመር ፅገና ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፊቲንግታት  ንኢድ መሳርሒን ንዓብይ መስመር ዝርገሐን 16000.00 ብር ብሽም ቤት ፅሕፈትና ክትሕዝ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቤት ፀሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ አፅቢ ኣብ ጥቃ ኢትዮጰያ ንግዲ ባንክ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 03 ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር 100 ብር ብምክፋል ትወሰዱ ትክእሉ

7 ተጨራታይ እቲ ዐይነት ንብረት ብንፀር በቲ ዝወፀ specification ናይ ሐደ ዋጋ ጠቅለላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተኣሸገ ፐስተ መሊኡ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ዓሺግኩም ኦርጅናል ኮፒን ተባሂሉ ኣብ ፖስታ ይፀሐፍ

8 እቲ ጨረታ ብዝትፋለለዩ ምክንያት ከዛበዑ ዝፍትኑ ተጨረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ከብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሐዝዎ ትሕጃ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፉ ይገበር

9 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ሰጥን ምክፋተ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ከምኡ ንብዝበለ ዘትሓዞ ትሕጀ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይግበር

10 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ኮፒ ደኩመንት ኣብ ዝባን ዝተዓሸገ ፖስታ ሽሞምን ፌርሞአምን ማህተምን ከስፈሩ አለዎም

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 30 መዐልቲ ይከዉን

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ከሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 06/05/2012 – 27/05/2012 ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት

14 እቲ ጨረታ ዕለት ዕለት 27/05/2012 ልክዕ ሰዓት 8:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት 27/05/2012 ሰዓት 8:30 ተጨረቲ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ከምአወን ዝተማልአ ደኩመንት ኣብ ዝቀረበሉ ይክፈት

15 ኣብቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ሰዓት ባዓሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፐስተ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ናይ ቅሬታ ጥርዓን ዝቀርበሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

17 ዘሸነፈ ተጫራታይ ድሕሪ ናይ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን ድሕሪ ዉዕሊ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo