ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ፣ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣጎልግሎት ክረክብ ይደሊ

ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ትግራይ

1 በቢ ዘፈሩ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ማለት እዉን ቲን ናምበር

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

4 ናይ ወርሒ ሕዳር 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳአታ

5 መኸበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብስፒኦ

6  መሸጢ ሰነድ ጨረታ 25 ቅርሺ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 05/05/2012ዓ/ም ክሳብ 19/05/2012 ዓ/ም ናይ ድ/ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 9፡30 ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ ህንፃ ወይዘር ፍትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo