ናይ ከተማ መቐለ ቤት መዛገጃ ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ግሪነሪይ ግልጋሎት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ፣ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፣ ቫት ተመዝገብቲን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ቫት ዲክልረሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ንኩለ ዓይነነት ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዕደጋ ፋይናንስ ካብ ዕለት 30/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 20/05/2012ዓ/ም ዘይምለስ 100.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ግሪነሪ ግልጋሎት ብር 15,001 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕን ሓደ ብርን/ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ብሽም ቤት መዘጋጃ ከትሕዘ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

5 ናይ ግሪነሪ ግልጋሎት ዉዕሊ ዝኣስረሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30 ሰነ ግልጋሎት ክህብ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ  ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 63 04

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo