ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋኢ ልምዓት ወ/ቆ /ተምቤን አብ ዘበነ 2008 ዓ/ም ናይ ዝተፈላለዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 ሕትመት

2 ኤሌክትሮኒክስ

3 ሞተር ሳክል እስፔር

4 ፅሕፈት መሳርሒ

5 ፅሬት መሳርሒ አብ ናይ ቆላ ተምቤን ጣብያታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/specification/ መሰረት ብምግባር ንክትሳተፉ ይዕድም

  1. ኣብቲ ግልፂ  ጨረታ  ዝተጠቐሰ ሞዴል  / specification/ ድማ  ምስራዝ  ኣይካኣልን::
  2. ናይዚ ዓመት 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ወይን 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ
  3. ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 ሓምሳ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ወረዳ ቆላ ተምቤን ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ብምግዛእ ክሳተፉ ዝደሊ
  4. ናይ መፀገኒ ቦታ ኣ ወረዳ ቆላ ተምቤን ትልምን ፋይናንስን መፂኡ ይፅግን
  5. መሸነፋይ ዝበሃል ናይ ኩሉ ዓይነት ፅገና አማሊኡ ዝቐርብ ዋጋ ተደሚሩ ዝነአሰ ዋጋ ይወስድ
  6. ዘሸነፈ ትካል ተነጊርዎ ናይ ምትእጉጓል ፀባይ እንተርእዩ ብእዋኑ አብ ምፅጋን ንብረት ምስ ቐረበ 1 ንቐሊል ፅገና አብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ን ከቢድ ፅገና /ሞተር ምዉራድ አብ  15 መዓልቲ ክፅግን ዝኽእል
  7. ብብርኪ ፅግና ከምትካል ብፅገና ዘለዉን ስራሕ ልምድን ሓይሊ ሰብን ምስ ሰርትፊኬቶም /ዝተመረቕሉ ዓዉዲ ፅገና/ ክገልፅ ዝኽእል መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል
  8. ድሕሪ ፅገና አብ ዝሐፀረ እዋን ንዘጋጥም ተመሳሳሊ ብልሽት አብ ምፅጋን አብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ብልሽት እንተጋጥም ብዘይ ዳግም ክፍሊት ክፅግን ዝደሊ
  9. ተገዚኡ ዝመፅእ ናይ ሞተር መለዋወጢ ኦርጅናል /ትክክለኛ/ ምካኑ ምርግጋፅ ሐላፍነትን አብ ምዉሳድ ብፅሑፍ ክረጋግፅ ዝክእል
  10. ካብ ካልኦት መፀገነቲ አካላት በብዓመቱ በብግዚኡ ዝተረኸበ ፀገም ዘይነበሮም ምካኑ ናይ ምስጋና ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  11. ንመኽበሪ ጨረታ 5000 /ሓሙሽት ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝኽእል
  12. እዚ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተብሃለ እዋን ቦታ እንድሕር ዘይተረኪቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብዘይለዉሉ ዝክፈት ምኻኑ
  13. እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ  ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
  14. እዚ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ አተሓሒዙ ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎ
  15. ቫት ዝተመዝገበን Tin cared  ምዝገባዘዎ መቅረባይነት መረዳእታ ዘለዎን እዋናዊ ዲክረለሽን ከቅርብ ዝኽእል
  16. እዚ ሰነድ ዝሽወጠሉ ግዜ ካብ ዕለት 3 /4 /2008 ዓም ክሳብ 18 /4 /2008 ዓ/ም
  17. እዚ ጨረታ ዝኽፈተሉ ቦታ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዕለት 18 /4 /2008 ዓመ ኮይኑ በዚ ዕለት ድማ እቲ ጨረታ ዝዕሸገሉ ሰዓት 4:00 እቲ ጨረታ ዝከፈተሉ ሰዓት 4:30 ይከዉን
  18. ቤት ፅሕፈትና ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ  ጨረታ ዉዕልን ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

              ንተወሳኪ ሓበሬታ ስቁ 0344460052 /0344480116 /0914687716

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo