ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ሕድሕድ ዳይሬክቶሬት ክቢ ማህተም ቲተርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሎዎም

2 በቲ ሓዱሽ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ዘቅርብ

4 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 30/04/2012 ክሳብ 04/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡25 ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo