ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ ኣላማጣ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ ብመደበዓ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ

1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ዘለዎም፣

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለኩም

4 ናይ ወርሒ ታሕሳስ2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50.00 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ምግዛእ ይከኣል፤

6 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣቅሑት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ዝገብር

7 እቲ ጨረታ ካብ29/04/2012ዓ/ም ክሳብ 13/05/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ

8 እቲ ጨረታ 13/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:00 ይክፈት፡፡

9 ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 መከበሪ ጨረታ 3000 ሽሕ ቅርሺ፣ ብሲፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

13 ሰነድ ጨረታ ቅዳሕን ዋናን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሓደ ዋናን ቅዳሕን ዝብል መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ 13/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቲ ዝክእል፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347-740003/ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo