ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሶቦ ካብ ጥሙር በጀት ዝረኮቦ ገንዘብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ ፣ ናዉቲ ጨንፈር ማእከል ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ፣ ናዉቲ ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

2ይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ መሰቦ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/04/2012 ክሳብ ዕለት 29/04/2012

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 29/04/2012 ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት03፡30 ይክፈት

4ቤት ት/ትና ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ - 09 42 41 44 69 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo