ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንሬጅዮ ፖሊስ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮን ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

ጨረታ በሬደዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት: 20/04/2012ዓ/ም

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት : ኣየተገለፀን

ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት: ኣየተገለፀን

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2010/2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ቁፅሪ ቲን /TIN/: መቅረባይ ሰርተፊኬት : VAT ተመዝገብቲን ናይ ሕዳር ወርሒ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለረሽን ከቅርቡ ዝክእሉ፣

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕዳጋ ካብ ዕለት 20/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ብር ዘይምለስ 50.00 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል::

3 ጨረታ መኸበሪ ናይ ኣቅሑት ቢሮ 5000.00 (ሓምሽተ ሽሕ ቅርሺ)፣ መሳርሒ ፅሕፈት 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ) ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 14 74 68 68/09 14 45 04 04 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo