መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ብ 2ይ ዙር ዕዲጊቱ ናይ መድሓኒት ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

ሆስፒታል መዓርግ

1 በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ቲን ነምበር ዘለኩም፣ ፍቃድ መቅረባይነት ዘለኩም፤

3 ዝተሓደሰ ናይ ሞያ መቅረባይነት ዘቅርብ

4 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 10000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 መቅረብቲ መድሓኒት ዝኮንኩም ዝተሓደሰ ናይ ሞያ ፍቃድ ክተቅርቡ ይግባእ

6 ካብ ዘሸነፍዎ ጠቅላላ ዋጋ ዉዕሊ መክበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 10 ሚኢታዊ ክተቅርቡ ይግባእ፤

7 ናይ ሓደ ሰነድ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ክትገዝኡ ትክእሉ፤

8 መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 30 መዓልቲ ይከዉን፡፡

9 ጨረታ  ክሳብ 21/05/2012ዓ/ም ክሳብ 05/05/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ይኮዉን

10 ጨረታ 05/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

11 ሰነድ ጨረታ ካብ ዞባ ምዕራብ ወረዳ ፀገዴ መዓርግ ሆስፒታል እናመፃእኩም ክትገዝኡ ትክእሉ፤

12 እቲ ሆስፒታል ካብ ዘጫረቶም ጠቅላላ ዋጋ 20 ሚኢታዊ ክዉስክ ወይድማ ክቅንስ ይግባእ፡፡

13 እቲ ሆስፒታል ዘሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914-387011 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo