ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዘይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 20/04/2012 ክሳብ ዕለት 24/04/2012

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ናየቲ ንብረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

5 ተጫረቲ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 20000 ብር /ዒስራ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ሓበሬታ ስልኪ- 09 14 03 48 20 / 09 14 72 78 88 ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo