ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብምክንያት ንመበል45ተ ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ጎደናታት ዝርኸባ ዝተበላሸዋ ናይ ፅገና መብራህቲ ምስቃልን ቢልቦርድ ባነር stand box light ስራሕቲ ኣመልካቲ ከነወዳድር ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/04/2012ዓ/ም ክሳብ 24/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ በቲ ዝምልከቶም ናይ ስፔር ዘርፊ ዝተሰማረኩም ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሱን ኣብ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዝተመገቡን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/04/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo