ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዓባይ ጀነሬተር ፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሒሳብ ዘዋራረድኩም

2 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዝሓዘ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

5 መከበሪ ጨረታ  ዓባይ ጀነሬተር  15000፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 24/04/2012ዓ/ም ክሳብ 08/05/2012 ሰዓት 3፡45 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ናይ ይክፈት

7 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ትካልና ዘቅርብ

8 እቲ ሆስፒታል ንጨረታ ካብዝወፁ ንብረታት 25 ሚኢታዊ ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰል ኣለዎ

9 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ03 47 75 22 12 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo