ትካልና ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘለዎም ናይ ሰራሕተኛታት ክዳዉንቲ ብልክዕ ኣስፊዩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዙይ እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

Dejena Chemical Engineering p.l.c

1 ተጫረቲ ተዛማዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋሊ መፈለዩ ቁፅርን ኦርጅናልን ዘየምለስ  ፎቶኮፒን ብምትሕሓዝ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ መቐለ ጉና ህንፃ ቁፅሪ 401 እቲ ሰነድ ክትወስዱ ትኽእሉ።

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ መዓልቲ 31/12/2019 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 07/01/2019 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 8:00 ኣብ መቐለ ዋና መ/ቤት ነዙይ ተባሂሉ ኣብ ዝተተደለወ ሳንዱቅ ከእትው ይግባእ።
3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብባንኪ ክፍሊት መአዘዚ ሲፒኦ ብር 10000.00 (ዓሰርተሽሕ ቅርሺ) ብዝተዓሸገ ፖስታ ምስ ጨረታ ሰነድ ዶክመንት ብምትሕሓዝ ከእትዉ ኣለዎም ክኣቱ ይግባእ።

4 ጨረታ ዕለት 07/01/2020 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ  ድሕሪ ሰዓት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት መምርሒ ዕደጋ ዝኸፈት ኾይኑ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኺቡ አቲ ጨረታ ኣይተኣጓገልን።

5 ሰዓራ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ካብ ዝሰዓሮ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ክልተ ወርሒ ውዕሊ ሰፍዩ ከቅርብ ይግብኣ እዙይ ተዘይኾይኑ ንጨረታ መኽበሪ ዘትሓዞ ናብ ትካል ኣተዊ ብምግባር ትካል ካልእ መማረፂ ይወስድ።

6እዚ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0344-405061/0344-417201

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo