ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ እተቅርቡ ዝክእል ይዕድም

4 ተወዳደርቲ እትጫረቱ ደኩሜንት ብፖስተ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 20/ 04/ 2012 ክሳብ 24/04/2012 ዓም እናመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/04/2012 ዓም ቅድሚ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለተ እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0342414266 / 42413795

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo