ሆስፒታል ዉቅሮ ኣብቲ ሆስፒታል ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ምግብን ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፣መሳርሒ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስጋ ፣ ኣትክልትን ፣ ፍረምረን ብሓፈሻ ኣስቤዛ ሸቀጣ ሸቀጥን እንቃቅሖን ብግልፂ ጨረታ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣጫሪቱ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ክረምታዊ መደባት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ /ወረቀት 80 ግራም 500 ሽት ደስጣ 170 ፣ ቀለም ኦርጅናል 05/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሬት ኣቀሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ጌጣጌጥ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ መኪና መለዋወጢ ፣ ህንፃ ኣቅሑት ፣ ኤሌትሪክ ኣቅሑት ፣ ሕትመት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ፣ ማይ ቦጥ ዝተሓከመ ማይ ረሳሕ ፈሳሲ ፣ ናይ ፕሪንተር ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒን ፣ መቐለ ዙርያ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ክራይ ፣ ሓለወ /ኣዉትሶርስን/ /ጋራዥ / ደረቕ ፅንፀይቲ መካይን ፅገና ናይ ሓደጋ ምኽልኻል ሲሊንደር ምምላእ / ደረቅ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቅራብ ፣ ስጋ እንቃቅሖ ኣትክልትን ፣ ዉፅኢት ባልትና ፣ ሓላዋ ጋራዥ መካይን ፅገና ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ መዐቀኒ ንተማልኡ መቅረብቲ ግልጋሎት ወሃብቲ ይዕድም

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ፐሮጀክት ኦፊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ንእሽተይ ባትሪ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ዝተፈላዩ ናይ ፅሕፈት ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ፕሮጀክት ኦፊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ስፔር ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ