ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ወርዲያ፣ ውፅኢት ባልትና፣ ናይ ክርስትያን ከፍቲ ስጋ፣ እንጀራ ሽንጉርቲ፣ እንቃቁሖን ኣዮዲን ጨው፣ ቀጠፍ፣ ደረቅ ዕንፀይቲ፣ ቦቲ ማይ፣ ናውቲ ፅሬት ኣቅሑ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሕትመት ኮምፒዩተር ፅገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፅገና ተሽከርከርቲ /ግልጋሎት ጋራዥ/ ኣብ መቐለ ዙርያ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ዓብይን ንእሽተይን ኣውቶብስ/ መኪና ክራይ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕ/ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽተይ መሳርሒታትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝ/ያ ኣብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘገልግል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ርእስ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምም/ርን ቤት ፅሕፈት ጥ/ሕ/ው/ምሃብን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ፅሕፈት ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅ/መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲራ ክዕድግ ትደሊ፤