ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና ፍል ፍልተር ፣ስልከን ናይ ዝተፈላለዩ ኤሌትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግን ከፅግን ስለ ዝደለየ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ናይ ከይዲ ስራሕ ማዘጋጃቤታዊ እቶት ስፔር አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ንፈልሺ ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፖሊተን ትዩብ : ፕላስቲክ ትዩብ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም በጅት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክተሬት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ግልጋሎት ብዝህቦም ቤት ፅሕፈታትን ካቤኔ ሰክሪታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ባትሪን ካላማደርያን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ