ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔርፓን ባትርን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

አካዳሚ ኣሠራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ሰ/ፋይናንስን ናይ መኪና ጌፃጌፅ/ኮምፎርን መራገፅን ናይ መኪና ጎማን ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ::

አካዳሚ ኣሠራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ሰ/ፋይናንስን ናይ መኪና ጌፃጌፅ/ኮምፎርን መራገፅን ናይ መኪና ጎማን ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ::

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ክዝእ ይደሊ::

ንኹሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣምብላንስ መኪና መቀያየሪ ኣቁሕት ተዘሪዚሩ ዘሎ ኣይነት ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ብዘርፍኸም ንዕድም ።

ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ህንፃ መሳርሒን :ፅሕፈት መሳርሒን : እስፔርን: ኤሌክትሪክ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ንቤት ፅሕፈቱ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡ ድማ ናይ መኪና ዲኮርን መለዋወጢ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ትካልና ንትርከብ መኪና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፔር መለዋወጢ በዚ ፕሮፎርማ ኣወዳዲና ክንዕድግ ስለዝደለ