ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ኣብ 2012 ዓም ካብናይ ኮብልስቶን ዝተልዓለ ሐመድ ኣብቲ ከተማ ዝረከባ ኩለን ጀቅጀቅ ዝተፈጠራ ከባቢታት ዝተረገፈ ሐመድ ክብትን ስለዝደለየ ነዚ ሐመድ ዘክእል ሎደር ወይ ናይ ማሽነሪ ኪራይ ዘለኩም ኣካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ኣብ 2012 ዓም ካብናይ ኮብልስቶን ዝተልዓለ ሐመድ ኣብቲ ከተማ ዝረከባ ኩለን ጀቅጀቅ ዝተፈጠራ ከባቢታት ዝተረገፈ ሐመድ ክብትን ስለዝደለየ ነዚ ሐመድ ዘክእል ሎደር ወይ ናይ ማሽነሪ ኪራይ ዘለኩም ኣካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አብ ታሕቲ ብምድብ ተጠቂሶም ዘለዉ አገለግሎትን ኣቅሑትን ክዕድግ ስለ ዝደለየ አብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አብ ታሕቲ ብምድብ ተጠቂሶም ዘለዉ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት መዘጋጃ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ማሽን ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ መኪና ክራይ በዚ ዘርፊ ካብ ዝተሰማረዩ ሕጋውያን ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ናይ ንግዲ ሓደ/1/ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ ።

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣገልግልት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ካብዚ ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዎ ክዕድግ ስለዝድለየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረፆ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ