ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ንቤት ፅሕፈት አጣቃቅማ ምሕዳረ መሬት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ዕደጊት ን2017 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፋፂን ዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ዘፈራትን ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕክ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር :ብረታ ብረትን :ኤሌክትሮኒክስን ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላአንበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ንዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታትን ዘፈራትን ን2017 በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ ገበርቲ ሰናይን መደበኛን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን ፈርኒቸርን ናይ መኪና ጎማን ንምግዛእን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ብምድብ/LOT/ መቒሉ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

ቤት - ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወሱ ሳዕሲዕ ናይ ዋሽ ንሴክተራት ግልጋሎት ውዕል ናይ እዳስትርያልን : ህንፃን መሳረሒ ፣ ስላፕ መሳረሒ ውፅኢት መዓድንን ናይ ቢሮ ኣቆሑትን ብፕሮፎርማ/shopping/ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝዉዕል ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፈርኒቸር ዕድጊት ን2017 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፈርኒቸር አቑሑት ብናይ FSRP በጀት ብሾፒንግ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ገዛ ኣቅሑት ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ።

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ ኣቑሑት ቢሮ ፣ ኤሌክትሮኒክስን መለዋወጢ ኣቑሑት ተሽከርከርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ