ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት በግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ብዓይነታት ዘፈር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመደትን ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር ፣ ናይ ኣዉቶ / መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት/ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላዩ ኣቁሑት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቁሑት ብረታ ብረት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑ ፅሬት፣ ኣቁሑ ኤሌክትሮኒክስ ማሽነሪ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸርን ፣ ኣቅሑት ሰርቨይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ፣ ናይ ኣዳራሽ ወንበር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ቢሮ ፈርኒቸር ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት መዛገጃ ከተማ መቐለ ዝኮና ናይ ፈርኒቸር ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀት ሑመራ ካብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣መሽነሪ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ካልኦት ደቀቅቲ ንብረታትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ገዛ ፣ ፅገና ማሽን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ዕድጊት ተሽከርከርቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ቀወመቲ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ል/ኢፋድ/ ፣ ሬድ ፕላስ ፣ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርንቸር ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናዉቲ ቤተ ፈተነ፣ መፃሕፈቲ ቤተ ንባብ፣ ቁዋሚ ንብረት፣ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ