ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዮ ዕዲጊታት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትጽድግ ትደሊ::

ሆስፒታል ስሑል ሽረ ንበጀት ዓመት 2013 ዝተፈላለዩ ፣ ኣፋዉስን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብዉስን ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት: ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት :ናይ መድሓኒታት: ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ከተማ ሸራሮ ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ ፅገና ጀነሬተርን ፣ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት፣ መድሓኒት እንስሳት ፣ ካብ ሕጋዉያን ተጫረቲ ክዕድግ ስለዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተርን ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣንሶላን ፍርናሽን ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሬትን ፣ ኬሚካል ቤተ ፈተነን ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንምምሃር ምስምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ፅሬት ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መድሓኒት እንስሳ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ብግልፂ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዝዉዕሉ ነዛም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ መድሓኒት መቕረብቲ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት፣ መቀያየሪ ንብረት ሞተር፣ ሕትመትን ፣ ሕክምና ናዉቲ ናይ እንስሳ፣ ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ሜዲካል ሳፕላይን ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ