ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ሎት ክልተ ፅሬት ኣቅሑት ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ግላገሎት ጋራጅ ናይ መካይን ሎት ሓሙሽተ ሕትመት ሎት ሽድሽት ናይ ሕሙማት ምግቢ ሎት ሸዉዓተ ናይ ሕሙማት ምግብ አስቤዛ ሎት ሸሞነት ናይ ሕሙማት ምግቢ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ፅገና ዝህቡ ጋራዥት ኣወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ናይ መኪና ታፒሰሪ ኣብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ናይ ዉሽጢ ስልኪ ፅገና ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕጋን ትደሊ፡፡

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት በጀት /Peace Support Facility/ (PSF) ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ንምግዛእን ናይ ጋራጅ ፅገና ግልጋሎትን ንምርካብን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ብምድብ/LOT/ መቒሉ ማለት እውን ምድብ-1/LOT-1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት፣ ምድብ-2/LOT-2፡- ናይ ጋራጅ ፅገና ግልጋሎት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግንግልጋሎት ክረክብን ይደሊ::

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ፒስ ሳፖርት ፋሲሊቲ ማለት እዉን ፒሴኤፍ ግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሎት ሐደ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ : ሎት ክልተ ናይ ጋራጅ ፅገና ምክያድ ብዝብል ብግልፂ ጨረታ ብዉፃእ ንተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሞተር ሳይክል ከፀግን ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከፀግን ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ኮምፒተራትን ካልኦት ኤሌክትሮኒክስን ንምዕጋን ናይ ኢድ ሞያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ መካይን ጂቪሲ ንምግጣም ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ ዝተፈላለዩ ከይዲ ሰራሕ ቲ ግልጋሎት ዝውዕሉናይ ሞተር _ ሳይክል ናይ ኢድ ዋጋ ዝርዝር መምልኢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ።