... 160 (ሽዱሽተ ሚልዮንን ሸሞንተ ሚኢትን ሰብዓን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሱሳን) ብግልፂ ጨረታ ክሽየጥ ስለዝተደለየ::

... 46 ካ/ሜትር ዝኮነ 4ተ ገዛውትን ዙሪያ መካበቢያን ዘለዎ ሽንት ቤት ዝተደብደቦን ገዛን ቦታን ክሽወጥ ኣዚዙ ኣሎ::

ምልክታ ጨረታ ሓራጅ አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ተኸሳሲ ትካል እትፍለጥ ቢሾፍቱ ባስ 4-25015 ኢት ዝኮነት መኪና ክትሽወጥ::

ምልክታ ጨረታ ሓራጅ አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንብረታት ክሽወጡ::

ምልክታ ጨረታ ሓራጅ አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንብረታት ክሽወጡ::

ምልክታ ጨረታ ሓራጅ ኣብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም ፍ/ሄር ክሲ ክርክር ንኣፈፃፀም ክርክር መበገሲ ዝኾነ ገዛን ቦታን ኣብ ከተማ ሽረ ቀበሌ 05 ዝርከብ ክሽወጡ::

ዞባ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ገዛ ምሻጥ ይደሊ

ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ዝርከብ ብሽም ኣፈ/ከሳሲት ፦ ወ/ሮ መሰረት ተ/ሃይማኖት ኣፈ/ተኸሰስቲ ፦ 1. ኣይተ ያሬድ ሙሉጌታ 2. ኣይተ ኣብርሃም ሽቛር መንጎ ብዘሎ ክትዕ ኣፈፃፀም ብጨረታ ክሽየጥ ስለዝኾነ ተጫሪቱ ክዕድግ ዝደሊ

ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ጣብያ ማርታ ፍሉይ ቦታ ሓሚዳይ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ እንዳ ኣፈ ከሳሰ ኪ/ማርያም ገሰሰና ልጆቹ ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር መኽዘን ዝርከብ በዝሑ 3520 /ሰለስተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ዕስራን/ ባዶ ጥርሙዝ ዝሓዘ ናይ ዳሽን ቢራ ካሳ ብመበገሰ ዋጋ ንሓደ ካሳ ብር 555.00 /ሓሙሽተ ሚኢትን ሓምሳን ሓሙሽተን ብር/ ብጨረታ ክሽየጥ

የትግራይ ክልል ጠቅላይ ፍርድ ቤት ጨረታ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏ ማስታወቂያ‏‏‏‏‎‏‎‏‎‎‎‏‏‏‎‏