... ብነት ግልጋሎት ዝውዕል ባልትና ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

... ክልተ ኮንስተራክሽን ማተሪያል ንምዕዳግ : ሰለሰተ ደንቢ ልብስ ወይ እዉን ደንቢ ክዳን ንምዕዳግ : ኣርባዕተ ኣቁሑት ፅሬትን ናይ ታኒካ ዕሹግ ፀባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ግልጋሎት ዝውዕል ፀባን እንቋቁሖን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

... (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት ኣማሊእኩም ምጭራት ከም ዝካኣልንገልፅ።

... (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት ኣማሊእኩም ምጭራት ከም ዝካኣልንገልፅ።

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ- ክርስትያን ሰበኻ ዓዲግራት ንዝተፈላለዩ መራሕቲ ስድራ 1. ፈሳሲ ዘይቲ ብልዒ 2. ናይ ፅሬት መሳርሒ 3. ናይ ምግቢ መብሰሊን  4. ሓጋዛይ ድምፂ መስምዒ /hearing aid/ ካልኦትን ኣወዳዲሩ ንምግዛእሰለ ዝደለየ::

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይን2017 ዓም በጀት ዓመት ንኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለደረቅ ጥረ ስርናይ: ዘይቲ ብልዒ :ሽኮር ዓተር ክክዕ ብመሰረት እቲ ቢሮ ዝቀርብ መረአይ ዝቀርብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣርሚ 60 መካ/ድ ንሰራዊት ቀስብ ዝውዕስ ፅረቱ ዝሓለወ ባኒ/ዳቦ/ብናይ ተወዳደርቲ ዝተማለአ ናይ ባኒ ማሽን ንዘስዎም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስስዝደስየ

ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ 1.ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ጥረ ስርናይ፡ዘይቲ ብልዒ፡ሽኮር፡ዓተር ክክዕ(ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2017ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን 1ይ. ፃዕዳ ጣፍ ÷ 2ይ ፊኖ÷ 3ይ. ኣትክልትን ፍራምረን(አስቤዛ)÷4ይ. ጥራምረ÷5ይ. ምግብን ቅብኣትን ÷6. በርበረ ዛላ ÷7ይ እንቁላሊሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ