ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ዝውዕል ኮምፒተራትን ተዛመድትን መለዋወጢ ኣቅሑት መካይንን፣ ኣቅሑት ኢንዳስትሪን ካብ ወረዳ ናብ ጣብያታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከጓዓዓዝን ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ውፅኢት ማዕድንን፣ ኢ/ማተሪያል፣ ናይ ማይ መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ካብ ትእምት ብዝረክቦ ገንዘብ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብናይ ስራሕ ዕድል ምፍጣር ብጥሕኖ ኣብ ዝተወደባ 60 ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ኣባላት ማሕበርና መጥሓን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

የመቐለ ውሃ አገልግሎት ጽ/ቤት ለ2011 ዓ.ም በጀት አመት የሚያገለግልባት ወልዲንግ ማሽን ዲዋተሪን፣ድሪል ማሽን እና ጀነሬተር ሴትስ ግዢ እወዳድር በግልጽ ጨረታ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኢ/ማተሪያል፣ ሓፂን መፂን/ማዕፆን መስኮትን/ ፣ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ናይ ቶታል ስቴሽን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ናይ ሞርሳ ቀዋሚ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፋርጎ ማሽን፣ ኣቅሓ ፅሬት፣መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ፈርኒቸር፣ሕትመት፣ ዕጥቂ ስፖርትን መሳርሒ ሙዚቃን፣ ብአተዊ ቤት ማዘጋጃ ቶታል ስቴሽን ኣቅሓ ኤሌክትሪክን ብባጀት ኤጂዲፒ መሳርሐ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ሓሸዋ እምኒ ፀፀር ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዚን ሓዊሱ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ቶታል እስቴሽን ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤