ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደርደሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 3000 ቅርሺ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ዞባ ክልል ስታፍ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ንደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ኢንስትዩትት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልላዊ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ከምኡ ድማ ናይ ሰራሕተኛታት ኣዉቶብስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሶላር ኤሌክትሪካል ስፒከር ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ዝዝካየድ መበል 14 ዙር ፌስቲባላት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሕታት፣ ካሜራ ምስ ሌንሱ ፣ ላፕቶፕሙሉእ ሴት ሲኔርን ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ስሩዕ በጀት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሕታት ፅሬትን ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ካልኦት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ