ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኽፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሕን ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌትረኒክስ ኣቁሑት ናይ ማይ መትሓዚ ረቶ ቦቲ ናይ ማይ ክራይ ብረት ሳንዱቅ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ Laptop ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክት እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሕን ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ኣብ ፕሮግራም UIDP ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድትን ምድብ ክልተ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ገስጋሎት ዝውዕል ናይ ኤስከትሮኒከስ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንሰትራክሽንን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም UIIDP ሎት 1 ኮምፒተርን ተዛመድቲን ሎት 2 ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡