... ራሕቲ ህንፃ ዘገልግሉ ሃለቅቲ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታኣወዱሩ ከገዝእ ስለ ዝደሊ፣ሕጋውያን ነጋዶ ክት ዋዳደሩት ኸእሉ

... ርሕን ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

... ርሕን ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ሓሸዋን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም:-

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለየ መጠንን በዝሕን ዘለዎም ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማል.ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም -

ቤት ዕ/ት ል/ም/እ/ምም/ር/ፋይናንስ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎን ንወረዳ 2 ኣውላዕሎ ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቴ/ል/ገር ን ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ዓሳን /LFSDP ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ልምዓት ሃፍቲ እንሰሳ ንሳን /LFSDP/ ዝተመደበልና ባጀት ናይ ህንፃ መሳርሒ method / እወዳዲርና ክንዕድግ ሰለ ዝደለና ኣብ እዚ ዘርፊ ዘለኩም ሕጋዊ ነጋዶ ፕሮፎርማ ንዕድም።

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ስቴንስል፤ ቀለምን ፍላሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳረሒ አቁሑት ክገዝእ_ስለዝደለየ