ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክእ ይደሊ::

ከተማ : መቀለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ናይ ወረዳታት ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳድሩ ብጨረታ ክሸይጥ ሰለ ዝደሊ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑትን ዝተፈላለዩ _ ሃለቅቲ _ ንብረት ፈርንቸርን ኤሌክትሮንክስ ናይ መኪና ጎማታትን ዝተፈላለዩ ቅያር ስፔራትን ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2016ዓ/ም ናይ U||DP ጡሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝ ውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒቴር ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብኮምፒተርን ኮምፒቴር ተዛማድን ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ቴሌቪዝን ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት፣ ፅሬት ኣቕሑትን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንኤጀንስና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ፡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡