ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ Model No PA 3817u 1BRS ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ንኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑ ሕትመት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ፣ ኣቅሑ ቢሮ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደሊ ብዘርፉ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሰቲት ሑመራ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ካብ ስሩዕ በጀት ዝ/ዩ ዓይነታት ተሽከርከርቲ፣ ሞተር ሳይክላት፣ መለዋወጢ ሞተር ሳይክላት፣ ዝ/ዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ፣ ላፕቶፕን ዲስክቶፕን ኮምፒተራትን ኣብ 4ተ ምድብ ብምምዳብ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኮምፒተራትን ተዛመድትን ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፤

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ፣ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባንዴራን ናይ ሕትመት ናይ ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ቀለም ፕሪንተር ቀለም ምምላእ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ICT ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፤

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ውን ፈርኒቸርስ /መፅሓፍቲ መደርደሪ፣ ጠረጴዛን ወንበርን/ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስን ሓድሽ ሶፍትዌርን ኣፕሊኬሽን ሲስተም ዝውዕል ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ:-

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት My Cloud PR4100 /External disk…..በዝሒ 1፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብቲ 1 ክሳብ ቁ 29 ዘሎ ዝርዝር ብምርኣይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐፂሉ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ኮምፒተርን ፕሪንተርን ሳይክልን ፈርኒቸርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ