... ይ ፅሬት መሳርሒ ፣ ምድብ2l / 002/2016 ናይ ሕትመት መሳርሕን ምድብ 3/ 003/2016 ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ፅሬት ኣቕሑትን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

... ሕ ፅርይ ዝስተ ማይ ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት ቡንባ ማይ ካልኣይ : መለዋወጢ ኣቅሑት ፅሬት ማለት እዉን ሳኒተሪ : ሳልሳይ መሳርሒ ህንፃን ፕላስቲክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ት መሳረሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

... ናዉቲ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን: ሎት ክልተ ናዉቲ ፈርኒቸርን ካልኦትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ናይ ፅ/መሳርሒ ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ስነ-ፅባቐ ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ::

ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management Commission) ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።