ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ (Tigray Disaster Risk Management Commission) ፅሬት ኣቑሑት ብፕሮፐፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ፅሬት ኣቑሑ ኤሌክትሮኒክስ ሞተር ሳይክል፥ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኮለጅ ለፖሊስ ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ/ክትሳተፉ/ፋይዕድም፡፡

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ ፅርየት ኣቁሒት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ

ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ን2016 ዓም ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ቀረባት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት በቢዘፈሩ ቀረባት ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ፅሬት ኣቅሑትን ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ንሰራሕ መፈፀሚ አገልግልት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት 2016 ዓም በጀት ዓመት ሎት ሐደ ቀወምቲን ሃለቅትን ንብረታት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ፍራሻትን : ሎት ሰለሰተ ናይ ህንፃ ሃለቅቲ ናዉቲ ኣቅሑት ፅገናን : ሎት ኣርባዕተ ቀዋሚ ንብረት ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ሎት ሓሙሽተ ቀዋሚ ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ን ክገዝእ ይደሊ

ኮለጅ ለፖሊስ ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ሎት-1 ጥረ ስርናይ ዘይቲ ብልዒ፡ሸኮር ዓተር ሎት-2 ሃለኽትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሂ ሎት-3 ናይ ፅርየት ኣቕሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ