ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ግለጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ፅሬት: መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ምግቢ ዝተፈላለዩ ማይን ናይ ኤሌክትሪክ ፅገናን ዝዉዕሉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንሽቓቕ ሕድሳት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳረሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት (Zigba wooden purlin) ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት (Eucalyptus poles) ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መረብ ሚኢቲ ንብረት መዘጋጃ ከተማ መረብ ሚኢቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቶታል ስቴሽን ብምልክታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስ ተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ኤች ዲፒን ትቦን : ጂኤይ ትቦን መገጣጠምን: ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን : ናይ መኪና ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት: ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮብራ መኪናን ናይ ማይ ኣቁሑትን/ሳኒተሪን/ ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕል መገጣጣሚ ትቦ : መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ኣቅሑት ፅሬትን : ኣቅሐት ኤሌክትሪክን : ፓምፕ ሴትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ክዕድግ የደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ጀኔሬተር ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ትካልና ይሓ ሪስ-እስቴት ዘስዉዎ ዝተፈሳስቦ ናውቲ ህንፃ መሳርሕን ማይ ኣቁሑትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸጥ ስስዝደስየ ድሴት ዘስኩም ዓደገቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም፤